ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ፥ ኣብ ነዘርላንድ፥ ውህደት ማለት ኢንቡርኸሪንግ ከመይ ከምዝሰርሕን ከመይ ጌርካ ኣብቲ ሕብረተሰብ ትሳተፍን ከብረሃልካ እየ። እዚ ተሳታፍነት ተባሂሉ ይጽዋዕ።